ሓድሽ ኮርስ ንዕለት 25-10-2025 ትምህርቲ ዝጅመረሉ ግዜ ቀዳም 25 ጥቅምቲ 2025፡ ብናይ ኤርትራ ኣቆጻጽራ ሰዓት 9 ድ.ቀ. እዩ። ን5 ሰሙን ከኣ በዚ ኣገባብ ቀዳም ቀዳም ይቕጽል። ንዝኾነ ዘለኩም ሕቶታት ኣብ ናይ telegram group ብምጽንባር ክትሓቱና ትኽእሉ ኢኹም። ንምምዝጋብ ኣብዚ ጠውቑ።ትሕዝቶ ትምህርቲ፡ዘየቋርጽ ሓሳብናይ ዘረባ ክእለትነብሰ ተኣማንነትዘይምርድዳእ ኣብ ሓዳርብተወሳኺ ናይ 17 ሰዓት ኣብ ወብሳይት ዝተመልአ።