ነብስኻ ምብዳል
About Course
ነብስኻ ምብዳል ሓደ ካብቲ ኣብዚ እዋን ዓቢ ሕማም ኮይኑ ዘሎዩ። ሰብ እንተበዲሉካ እኳ ትርሕቆ ኢኻ። ንገዛእ ርእስኻ ትብድላ እንተኾንካ ግና ንስኻ ኣበይ ኢኻ ክትከይድ፧ ብዙሕ ሰብ ብሰንኪ ነብሱ ምብዳል፡ ገንዘቡ የጥፍእ፡ ጥዕናኡ ይኸስር ፡ ሓዳሩ ይብትን፡ ሓጎሱ ይኸስር። ብሳዕቤኑ ድማ ብዙሕ ዝተጎድአ ሰብ ኣሎ። ኣብዚ ትምህርቲ ብዛዕባዚ ክንዛረብ ኢና።
ድሕርዚ ትምህርቲ ንዝህሉ ሕቶታት በዛ babarobel2023@gmail.com ትብል ጽሓፉልና። ክንምልሰልኩም ከኣ ድሉዋት ኢና።
Course Content
ቀዳማይ ክፋል
-
መእተዊ
06:23
ካልኣይ ክፋል
ሳልሳይ ክፋል
ራብዓይ ክፋል
ሓሙሻይ ክፋል
ሻዱሻይ ክፋል
ሻብዓይ ክፋል
ሻሙናይ ክፋል
ታሽዓይ ክፋል
ዓስራይ ክፋል
Student Ratings & Reviews
No Review Yet