በሰላ ( Trauma )
About Course
በሰላ (Trauma) ንብዙሓት ዘሳቒ ዘሎ ሕማምዩ። ብስንኪ ፍትሕ ድዩ፡ ብሰንኪ ናይ ንብረት ክሳራ ድዩ፡ ብሰንኪ ተፍቅሮም ወለድኻ፡ ኣሕዋትካ ኣሓትካ፡ ብዓልቲ ቤትካ፡ ደቅኻ ካብዚ ዓለም ብሞት ዝተፈለዩኻ፡ ወይ ኣካል ምጉዳል እንተወሪዱካ ካልእ ብዙሕን ምኽንያት በሰላ ክኸውን ይኽእልዩ። እዚ በሰላዚ ድማ ጠባይካ የቕጥን፡ ሓጎስካ የርሕቕ፡ ምስ ሰብ ዘለካይ ናይ ምርድዳእ ዕቕሚ የጉድለልካ። ኣብዚ ትምህርቲ ብዛዕባዚ ኣርእስቲ ስፍሕ ብዝበለ ክንዘራርብ ኢናሞ፡ ጽቡቕ ምጅማር።
Course Content
ቀዳማይ ክፋል
-
መእተዊ
05:39
ካልኣይ ክፋል
ሳልሳይ ክፋል
ራብዓይ ክፋል
ሓሙሻይ ክፋል
ሻድሻይ ክፋል
Student Ratings & Reviews
No Review Yet