ሓዳር

By Baba Robel Categories: Zoom course
Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ትምህርቲ ዝጅመረሉ ግዜ ዓርቢ 07 የካቲት 2025፡ ብናይ ለንደን ኣቆጻጽራ ሰዓት 6 ድ.ቀ. እዩ። ብናይ ኤርትራ ኣቆጻጽራ ከኣ ሰዓት 9 ድ.ቀ. እዩ። እቲ ትምህርቲ ን2 ሰዓት እዩ ዝካየድ። ን5 ሰሙን ከኣ በዚ ኣገባብ ዓርቢ ዓርቢ ይቕጽል።

ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ናይ ዙም ትምህርቲ፡ እቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ንጽባሒቱ፡ ኣብ ወብሳይትና ብመልክዕ ቪድዮ ይጸዓን። ተመሃሮ ከኣ ክርእይዎ ይኽእሉ። ነፍሲ ወከፍ ተመሃራይ ኣብ ወብሳይትና፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣካውንት ኣለዎ። ትምህርቲ ኣብ 5 ሰሙን ምስ ተወድአ፡ ነቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ ፡ ተመሃሮና ንክርእይዎ ተወሳኺ 2 ሰሙን ኣለዎም። ስለዚ እቲ ግዜ ጠቕላላ 7 ሰሙን ይኸውን ኣሎ ማለት’ዩ።

 

ትሕዝቶ ትምህርቲ

  1. ሓዳር ቅድሚ ምግባር ትገብሮ ምድላዋት 
  2. ከመይ ጌርካ መጻምድቲ ትመርጽ
  3. ክእለት ዘረባ ኣብ ሓዳር
  4.  ኣፈታትሓ ግርጭት ናይ ሓዳር
  5. መጠቓለሊ
Show More

Course Content

ሓዳር ቅድሚ ምግባር ትገብሮ ምድላዋት

  • ቅድሚ ሓዳር
    02:07:57

ከመይ ጌርካ መጻምድቲ ትመርጽ

ክእለት ዘረባ ኣብ ሓዳር

ኣፈታትሓ ግርጭት ናይ ሓዳር

መጠቓለሊ

Student Ratings & Reviews

No Review Yet
No Review Yet