ምስ ሰብ ከመይ ትነብር

By Baba Robel Categories: Motivation
Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ሰብ ክሳብ ዝኾንና ምስ ሰባት ኢና ንነብር። ምስ ሰባት ከመይ ንነብር ዝብል ሓሳብ ክንፈልጦ ከኣ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። ሰብ ስለዝኾንካ ጥራይ ከም ባህ ዝበለካ ክትነብር ኣይትኽእልን ኢኻ። ከምዚ መኪና ክንዝውር ከለና፡ ሕግታት ትራፊክ፡ ሕግታት ኣዘዋውራን ክፋላት መኪናን ንፈልጥ፡ ባህሪ ናይ ሰባት እንተፈሊጥኛ ከኣ ከመይ ጌርና ምስ ሰባት ከምንመላለስ ንፈልጥ። ኣብዚ ትምህርትዚ ከኣ ነዚ ሓሳብ ብዝርዝር ክንርእዮ ኢና።

ድሕርዚ ትምህርቲ ንዝህሉ ሕቶታት በዛ babarobel2023@gmail.com ትብል ጽሓፉልና። ክምንልሰልኩም ከኣ ድሉዋት ኢና።

What Will You Learn?

  • ምስ ሰባት ከመይ ብዕዉት ኣገባብ ትነብር

Course Content

ቀዳማይ ክፋል

  • መእተዊ
    06:02

ካልኣይ ክፋል

ሳልሳይ ክፋል

ራብዓይ ክፋል

ሓሙሻይ ክፋል

ሻዱሻይ ክፋል

ሻብዓይ ክፋል

Student Ratings & Reviews

No Review Yet
No Review Yet