ርእሰ ተኣማንነት

By Baba Robel Categories: Motivation
Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ነብሰ ተኣማንነት ኣብዚ ግዜ ወሳኒዩ። ብጉልበት ስለዝሰራሕካ፡ ህርኩት ስለዝኾንካ፡ ንፉዕ ስለዝኾንካ ጥራይ ኣይኮንካን። ክትቁጸር እንተኾንካ ርእሰ ተኣማንነት ክህልወካ ኣለዎ። ዝኾነ ይኹን ፡ ሰብ ሓላፍነት ክህበካ እንተኾይኑ ርእሰ ተኣማንነት ክህልወካ ኣለዎ። ብዙሕ ሰብ ግና ኣብዚ እዋን ናይ ሓሶት ርእሰ ተኣማንነት የርእዪ እዩ። ናይ ብሓቂ ርእሰኣማንነት ብኸመይ ተጥሪ ኣብዚ ኮርስ ክንርእዮ ኢና።

What Will You Learn?

  • ርእሰ ተኣማንነትን ኣገዳስነቱን

Course Content

ቀዳማይ ክፋል

  • ፍልልይ ነብሰ ተኣማምነትን ትዕቢትን
    05:39

ካልኣይ ክፋል

ሳልሳይ ክፋል

ራብዓይ ክፋል

ሓሙሻይ ክፋል

ሻዱሻይ ክፋል

Student Ratings & Reviews

No Review Yet
No Review Yet