ብስምዒት ዘይምብሳል

By Baba Robel Categories: Motivation
Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ስምዒት ኣዝዩ ወሳኒ’ዩ። ከመይ ትጥቀመሉ እንድሕር ዘይፈሊጥካ ግን ናይ ዘይደለኻዮ ኣንፈት እዩ ዝወስደካ። ሰብ ብስምዒት ሰብ ይቐትል፡ ብስምዒት ገበን ይፍጽም። ብስምዒት ይምርዖ፡ ይፋታሕ፡ ይኸስር። ስምዒታት ጽቡቕ ጎኒ ኣለዎም፡ ኣሉታዊ ጎኒ ከኣ ኣለዎም። ነዚ ዝምልከት ንስምዒታትና ከመይ ንቆጻጸሮ፡ ስፍሕ ዝበለ መረዳእታታት ኣብዚ ስልጠናዚ ተዳልዩ ኣሎ።

ድሕርዚ ትምህርቲ ንዝህሉ ሕቶታት በዛ babarobel2023@gmail.com ትብል ጽሓፉልና። ክምንልሰልኩም ከኣ ድሉዋት ኢና።

What Will You Learn?

  • ስምዒትካ ከመይ ብግቡእ ትጥቀመሉ

Course Content

ቀዳማይ ክፋል

  • መእተዊ
    06:23

ካልኣይ ክፋል

ሳልሳይ ክፋል

ራብዓይ ክፋል

ሓሙሻይ ክፋል

ሻዱሻይ ክፋል

ሻብዓይ ክፋል

Student Ratings & Reviews

No Review Yet
No Review Yet