5.00
(1 Rating)

A personality

By Baba Robel Categories: Motivation
Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ሎሚ ከመይ ንዛረብ ንፍለጥ፡ ምኽንያቱ ሰብ ክሳብ ዝኾንና ምስ ሰባት ክንራኸብ ኣለና ፡ ክንዛረብ ኣለና። ሰኣን ዘረባ ደቁ ዝኸሰረ ፡ ሰኣን ዘረባ ሓዳራ ዝኸሰረት ብዙሕዩ ዘሎ። ስለዚ ዘረባ ከመይ ትዛረብ፡ ጥበብን ክእለትን’ዩ ንባዕሉ። እዚ ክእለትዚ ከተጥሪ ካብቲ ሓደ ኣገዳሲ ክፋል ናይ ህይወትና’ዩ። ኩሎም ደረጃታት ኣካልዊ ቋንቋ፡ ድምጺ፡ ከመይ ትምልስ ፡ ከመይ ትሰምዕ ፡ ከመይ ትርዳእ፡ ከመይ ተረድእ ገለ ካብቲ ኣብዛ ኮርስ ዘሎ ትሕዝቶዩ እሞ፡ ጽቡቕ ምጅማር ይግበረለኩም።

ድሕርዚ ትምህርቲ ንዝህሉ ሕቶታት በዛ babarobel2023@gmail.com ትብል ጽሓፉልና። ክምንልሰልኩም ከኣ ድሉዋት ኢና።

What Will You Learn?

  • ከመይ ጌርካ ምስ ደቂ ሰባት ብኣገባብ ትዛራረብ

Course Content

ቀዳማይ ክፋል

  • መእተዊ ትምህርቲ ፡ ክልተ ዓይነት ሰባት
    05:37

ካልኣይ ክፋል

ሳልሳይ ክፋል

ራብዓይ ክፋል

ሓሙሻይ ክፋል

ሻዱሻይ ክፋል

ሻብዓይ ክፋል

Student Ratings & Reviews

5.0
Total 1 Rating
5
1 Rating
4
0 Rating
3
0 Rating
2
0 Rating
1
0 Rating
TB
5 months ago
it is usefull course