5.00
(1 Rating)

ክእለት ዘረባ – 2ይ ዙርያ

By Baba Robel Categories: Zoom course
Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ትምህርቲ ዝጅመረሉ ግዜ ቀዳም 15-03-2025፡ ብናይ ለንደን ኣቆጻጽራ ሰዓት 6 ድ.ቀ. እዩ። ብናይ ኤርትራ ኣቆጻጽራ ከኣ ሰዓት 9 ድ.ቀ. እዩ። ን5 ሰሙን ከኣ በዚ ኣገባብ ቀዳም ቀዳም ይቕጽል። ካብ ዕለት 30-03-2025 ግና ወቕቲ ስለዝቕየር፡ ብናይ ለንደን ኣቆጻጽራ ሰዓት 7 ድ.ቀ. እዩ። ብናይ ኤርትራ ግና ኣይቅየርን እዩ።

ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ናይ ዙም ትምህርቲ፡ እቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ንጽባሒቱ፡ ኣብ ወብሳይትና ብመልክዕ ቪድዮ ይጸዓን። ተመሃሮ ከኣ ክርእይዎ ይኽእሉ። ነፍሲ ወከፍ ተመሃራይ ኣብ ወብሳይትና፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣካውንት ኣለዎ። ትምህርቲ ኣብ 5 ሰሙን ምስ ተወድአ፡ ነቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ ፡ ተመሃሮና ንክርእይዎ ተወሳኺ 2 ሰሙን ኣለዎም። ስለዚ እቲ ግዜ ጠቕላላ 7 ሰሙን ይኸውን ኣሎ ማለት’ዩ።

ዋጋ ብዝምልከት ንሓደ ሰብ 300 ክኸውን ከሎ፡ ብግሩፕ ክመሃሩ ዝደልዩ ግና እንተበዝሐ ክሳብ 3 ሰብ ነፍቕድ ኢና። ነፍሲ ወከፎም መሚእቲ ይኸፍሉ ማለትዩ። ክልተ እንተኾይኖም ከኣ ነፍሲ ወከፎም 150 ከፊሎም ክምሃሩ ይኽእሉ።

ትሕዝቶ ትምህርቲ

  1. ትሕዝቶ ዘረባ ፡ ኣገባብ(Tone) ናይ ዘረባ ፡ ኣካላዊ ቋንቋ
  2. ንሰብ ከመይ ነእምንን ከመይ ኣይፋል ንብልን
  3. ብርእሰ ተኣማንነት ኣብ መድረኽ ምዝራብ
  4. ኣብ ናይ ስራሕ ቃለመሕትት ብኸመይ ነእምን
  5. መጠቓለሊ
Show More

Course Content

ቅድሚ ምጅማር ትምህርቲ
ክርኣዩ ዘለዎም ቪድዮታት

  • ጽልዋ ማሕበራዊ መራኸቢ(Social Media)፡ ኣብ ሕብረተሰብና
    01:24:29

ትሕዝቶ ዘረባ ፡ ኣገባብ(Tone) ናይ ዘረባ ፡ ኣካላዊ ቋንቋ

ንሰብ ከመይ ነእምንን ከመይ ኣይፋል ንብልን

ብርእሰ ተኣማንነት ኣብ መድረኽ ምዝራብ

ናይ ስራሕ ቃለመሕትት ብኸመይ ነእምን

መጠቓለሊ

Student Ratings & Reviews

5.0
Total 1 Rating
5
1 Rating
4
0 Rating
3
0 Rating
2
0 Rating
1
0 Rating
Samuel Mirach
4 months ago
Best Class and recommend anyone who is planning to change his communication and public speaking skills. Thank you Baba Robel !