ናይ 5 ሰሙን ትምህርቲ(ክእለት ዘረባ፡ ጭንቀት፡ በሰላ ፡ ድቃስ ምስኣን)

About Course
ትምህርቲ ዝጅመረሉ ግዜ ቀዳም 26 ሓምለ 2025፡ ብናይ ኤርትራ ኣቆጻጽራ ሰዓት 9 ድ.ቀ. እዩ። እቲ ትምህርቲ ን2 ሰዓት እዩ ዝካየድ። ን5 ሰሙን ከኣ በዚ ኣገባብ ቀዳም ቀዳም ይቕጽል።
ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ናይ ዙም ትምህርቲ፡ እቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ ፡ ኣብ ወብሳይትና ብመልክዕ ቪድዮ ይጸዓን። ተመሃሮ ከኣ ክርእይዎ ይኽእሉ። ነፍሲ ወከፍ ተመሃራይ ኣብ ወብሳይትና፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣካውንት ኣለዎ። ትምህርቲ ኣብ 5 ሰሙን ምስ ተወድአ፡ ነቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ ፡ ተመሃሮና ንክርእይዎ ተወሳኺ 2 ሰሙን ኣለዎም። ስለዚ እቲ ግዜ ጠቕላላ 7 ሰሙን ይኸውን ኣሎ ማለት’ዩ።
ትሕዝቶ ትምህርቲ
- ክእለት ዘረባ
- ጭንቀት(ህሉውን መጻኢን)
- በሰላ (Trauma)
- ድቃስ ምስኣን(ሳዕቤናቱን መፍትሒታቱን)
- መጠቓለሊ ትምህርቲ
Student Ratings & Reviews
No Review Yet