ሓዳር – 2ይ ዙርያ

About Course
ትምህርቲ ዝጅመረሉ ግዜ ቀዳም 17 ግንቦት 2025፡ ብናይ ኤርትራ ኣቆጻጽራ ሰዓት 9 ድ.ቀ. እዩ። እቲ ትምህርቲ ን2 ሰዓት እዩ ዝካየድ። ን5 ሰሙን ከኣ በዚ ኣገባብ ቀዳም ቀዳም ይቕጽል።
ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ናይ ዙም ትምህርቲ፡ እቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ ፡ ኣብ ወብሳይትና ብመልክዕ ቪድዮ ይጸዓን። ተመሃሮ ከኣ ክርእይዎ ይኽእሉ። ነፍሲ ወከፍ ተመሃራይ ኣብ ወብሳይትና፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣካውንት ኣለዎ። ትምህርቲ ኣብ 5 ሰሙን ምስ ተወድአ፡ ነቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ ፡ ተመሃሮና ንክርእይዎ ተወሳኺ 2 ሰሙን ኣለዎም። ስለዚ እቲ ግዜ ጠቕላላ 7 ሰሙን ይኸውን ኣሎ ማለት’ዩ።
ዋጋ ብዝምልከት ንሓደ ሰብ 300 usd ክኸውን ከሎ፡ ብግሩፕ ክመሃሩ ዝደልዩ ግና እንተበዝሐ ክሳብ 3 ሰብ ነፍቕድ ኢና። ነፍሲ ወከፎም መሚእቲ ይኸፍሉ ማለትዩ። ክልተ እንተኾይኖም ከኣ ነፍሲ ወከፎም 150 ከፊሎም ክምሃሩ ይኽእሉ።
ትሕዝቶ ትምህርቲ
- ሓዳር ቅድሚ ምግባር ትገብሮ ምድላዋት
- ከመይ ጌርካ መጻምድቲ ትመርጽ
- ክእለት ዘረባ ኣብ ሓዳር
- ኣፈታትሓ ግርጭት ናይ ሓዳር
- መጠቓለሊ
Course Content
መእተዊ
-
መእተውን መላለዪን
02:11:25 -
ኣብ ዝሓለፈ ብተመሃሮና ዝተሰርሐ ዕዮ (assignment)
01:24:29
ሓዳር ቅድሚ ምግባር ትገብሮ ምድላዋት
ከመይ ጌርካ መጻምድቲ ትመርጽ
ክእለት ዘረባ ኣብ ሓዳር
ኣፈታትሓ ግርጭት ናይ ሓዳር
መጠቓለሊ
Student Ratings & Reviews
No Review Yet