ክእለት ዘረባ (ትምህርቲ ዙም)

By Baba Robel Categories: Zoom course
Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ትምህርቲ ዝጅመረሉ ግዜ ረቡዕ 18 ታሕሳስ 2024፡ ብናይ ለንደን ኣቆጻጽራ ሰዓት 6 ድ.ቀ. እዩ። ብናይ ኤርትራ ኣቆጻጽራ ከኣ ሰዓት 9 ድ.ቀ. እዩ። ን5 ሰሙን ከኣ በዚ ኣገባብ ረቡዕ ረቡዕ ይቕጽል።

ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ናይ ዙም ትምህርቲ፡ እቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ንጽባሒቱ፡ ኣብ ወብሳይትና ብመልክዕ ቪድዮ ይጸዓን። ተመሃሮ ከኣ ክርእይዎ ይኽእሉ። ነፍሲ ወከፍ ተመሃራይ ኣብ ወብሳይትና፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣካውንት ኣለዎ። ትምህርቲ ኣብ 5 ሰሙን ምስ ተወድአ፡ ነቲ ዝተዋህበ ትምህርቲ ፡ ተመሃሮና ንክርእይዎ ተወሳኺ 2 ሰሙን ኣለዎም። ስለዚ እቲ ግዜ ጠቕላላ 7 ሰሙን ይኸውን ኣሎ ማለት’ዩ።

 

ትሕዝቶ ትምህርቲ

  1. ትሕዝቶ ዘረባ ፡ ኣገባብ(Tone) ናይ ዘረባ ፡ ኣካላዊ ቋንቋ
  2. ንሰብ ከመይ ነእምንን ከመይ ኣይፋል ንብልን
  3. ብርእሰ ተኣማንነት ኣብ መድረኽ ምዝራብ
  4. ኣብ ናይ ስራሕ ቃለመሕትት ብኸመይ ነእምን
  5. መጠቓለሊ
Show More

Course Content

መደብ መኽፈቲ ትምህርቲ

  • መእተዊ መደብ
    01:40:41

ትሕዝቶ ዘረባ ፡ ኣገባብ(Tone) ናይ ዘረባ ፡ ኣካላዊ ቋንቋ

ንሰብ ከመይ ነእምንን ከመይ ኣይፋል ንብልን

ብርእሰ ተኣማንነት ኣብ መድረኽ ምዝራብ

ናይ ስራሕ ቃለመሕትት ብኸመይ ነእምን

መጠቓለሊ

Student Ratings & Reviews

No Review Yet
No Review Yet