– ስምዒት ቀመም’ዮም
– ኣነ ንፍርሂ፡ ንጭንቀት ይፈትዎ’የ
– ኣብ ሕሉፍ ብጽሕ ኢልካ ተመለስ
– ስምዒትካ ዘይምቁጽጻር ዘምጽኦ ሰበብ
– ምንጪ ስምዒት ሓሳብዩ
– ሕቡእ(ዘይንቑሕ) ኣእምሮ(subconscious mind) vs ንቑሕ(ሓሳባዊ) ኣእምሮ(conscious mind)
– ኣደ ናይ ስምዒት ኣተሓሳስባኻ’ዩ
– ፍልጠት ሓይሊ’ዩ
– ንሰብ ክንዲ ተረድኦ ፡ ተረደኣዮ
– ቆልዓ ኣብ ዓቢ ፡ ዓቢ ኣብ ቆልዓ
– ፍልጠት ስራሕ የቑጽርካ’ዩ ፡ ልቦና ግና ስራሕ ከምትቕጽል ይገብረካ
– ድቃስ ኣብ ምቁጽጻር ስምዒት ዘለዎ ግደ
– ሰብ ስምዒቱ ክቆጻጸር እንተኽኢሉ፡ ዓለም ሰላም ክህልዋ’ዩ