– ጭንቀት እንታይ እዩ

– መፍትሒ ጭንቀት
– ሓዳርን ጭንቀትን
– ኣብ ሓዳር ሰላም ዘይብሉ ሰብን ጭንቀትን
– ኣብ ሓዳር ጓል ከላ ወዲ ዝኾነት ጓል
– ብዓልቲ ቤትካ ቦኽሪ ገዛ ድያ
– ሓሲብካ ዲኻ ትዛረብ፡ ተዛሪብካ ኢኻ ትሓስብ
– ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ክንደይ ግዜ ኣኼባ ትገብሩ
– ንመርዓ ዘይኮነ ንሓዳር ወፍሪ ግበር
– ሕጊ 20/80
– ሕጊ 95/5
– ድቃስን ጭንቀትን
– ኣነ ጭንቂ ኣለኒ እምበር ኣነ ጭኑቕ’የ ኣይትበል
– ንደልዮ ድዩ ወይ ዘድልየና’ዩ ዘጨንቐና (ፍልልይ ንደልዮን ዘድልየናን)
– ምሕደራ ጸዓትን ጭንቀትን
– ክእለት ዘረባን ኣዘራርባን ጭንቀትን
– ብስቓታ ምቅጽጻዕን ጭንቀትን
– መን ዝያዳ ይጭነቕ ፡ ዝዛረብዶ ስቕ ዝብል፧