– ነብሰ ተኣማንነት እንታይ እዩ፧
– ሎሚ ምስ ክንደይ ሰብ ተዛሪብካ፧ (ምስ ነብስኻ ክንደይ ተዛሪብካ፧)
– መፍትሒ ርእሰ ተኣማንነት
– ንስኻ ብምንታይ ትፍለጥ፧
– ንስራሕካን ሞያኻን ፡ ጥመዮን ጽምኣዮን፧
– ሓቀኛ እምበር ትምዩን ኣይትኹን
– ከምዘይትፈልጥ ምፍላጥ ፍልጠት’ዩ
– ስምዒትካ ተቖጻጸር 
– ምስ መን ትኸይድ ፍለጥ 
– ቅኑዕ ዘረባ ከመይ ከምትብሎ ፍለጥ
– ኣብ 6 ነገራት ፡ ወፍሪ ግበር 
– ዋጋ ክፈል (No pain, no gain )
– ጸዓትካ ምሉእ ይኹን
– ኣብ ሕሉፍን መጻእን ዘይኮነስ ኣብ ሕጂ ንበር
– ውሽጥኻ ዝብለካ ስምዓዮ
– ሕተት፡ ተዛረብ፡ መጉት
– ካብ ምዝራብ ንላዕሊ፡ ኣብ ምስማዕ ኣድህብ